ቅድሚ ትምህርቲ ምጅማርኩም
ቅድሚ ትምህርቲ ምጅማርኩም ኮርሳትንናይትምህርቲፕሮግራማትን ኩሉ ኣብ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ዝወሃብ ትምህርቲ፡ ኮርሳት ዝሓቆፈ እዩ። ንጽል ኮርሳት ብምምሃር፡ ኣዋህሊልኩም ናይ ዲግሪ መዓርግ ክትወስዱ ትኽእሉ ኢኹም። ወይ ውን ሓደ ምሉእ ናይ ትምህርቲ ፕሮግራም ክትመርጹ ትኽእሉ። ፕሮግራም ምስ እትመርጹ ግን፡ ከም ኣካል ናይቲ ፕሮግራም ዝወሃብ ኮርሳት በታ ዩኒቨርሲቲ’ዩ ኣቐዲሙ ዝውሰን። ኩሉ ምሉእ ...